Australian Childhood Foundation logo
  • Skip to main navigation
  • Skip to content
  • Skip to secondary navigation
  • Home
  • Contact

  • ወላዲነትወላዲ ንምዃን ትሓስባ’ዶ?
  • ተመኵሮታት ብዛዕባ ሕጻውንቲ ልምዲታት ምርዳእ
  • ዕብየትብዛዕባ ሕጻውንቲ ዕብየት ምርዳእ
  • መልሲ ምሃብንሕጻውንቲ መልሲ ኣወሃህባ
  • ሓገዝ ንምርካብ
‹ Previous Next ›

ደገፍ ምርኻብ 

ናትና ተቆጻጸርቲን ተወካላይ ኣምባሳደራት ብዛዕባ መሰላት ሕጻውንቲ ዓቢ ጠመት ብምሃብ እሞ ክሳብ ናይ ሕጻን ዓመጽ ደርጃ ተጌሩ ይውሰድ።

Find Help

ንጋዜጣ ኣባል ምዃን


Welcome!

ናብ ምሩጽ ናይ ቆልዓ ዌብሳይቲ መምጻእ/ Bringing Up Great Kids website እንዃዕ ዳሓን መጹ። ህጻውንቲ ብሙሉእ ምትእምማንን ሕጉስ ኾኖም ክተዕብዮም ክሕግዝ እሞ እዚ ንኹሉ ወለድቲ ዝዳለው ናይ ሓበሬታ ምንጪ እዩ።


ከም ወላዲ ምዃንካ መጠን ክትገብርዎ ትኽእሉ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ንዝኾነ ስራሕ እዩ። ክሳብ መወዳእታ ህይወት ክጸንሕ ይኽእል። ኩልግዘ ንኹሉ ነገር ምፍላጥ ኣየድሊን እዩ። ሓቂ እዩ ሕጻውንቲን ወለድቲ ዝማሃሩ ነንርእሶም እዩ። ብዝበለጸ ንሕጻውንቲ ክንሕግዝ እንተኺእልና ንዕቤቶምን መምሕያሽ ብዝበለጸ ክንርዳእ ንኽእል።


Language

  • Amharic
    አማርኛ
  • Khmer
    option
  • Arabic
    العربية
  • Macedonian
    Македонски
  • Chinese
    中文
  • Somali
    Soomaali
  • Croatian
    Hrvatski
  • Spanish
    Español
  • Dari
    دری
  • Swahili
    Kiswahili
  • Dinka
    Thuɔŋjäŋ
  • Tigrinya
    option
  • English
    default
  • Turkish
    Türkçe
  • Farsi
    فارسی
  • Vietnamese
    Tiếng Việt

Parenting

ብዓይኒ ህጻን

ብዓይኒ ህጻን

ንእስቱ ህጻውንቲ ዓቢ ለውጢ ከምጽኡ ይኽ እሉ እዮም።

ንደቅና ዝያዳ ምስ ንርድኦም ዝያዳ ክንሕግዞምን ክንድግፎምን ንኽእል። ሓደ ነዚ ክንገብረሉ ንኽእል መንገዲ ብዛዕባ ኣብ ህጻንነትና ዝነበረና ተዘክሮታት ብምሕሳብን ንዓለም ብዓይኒ ህጻን ምስንግምታ እዩ።

Children

ኣበርክቶ ህጻን

ኣበርክቶ ህጻን

ከም ወላዲ መጠን ንውላድኻ ጽቡቕ። ክተዕብዮምን ድልየቶም ክተማልእ ግዘ ምስውላድኻ ምሕላፍ ከምኡ’ውን ናይ ካልእ ናብራኻን ከተማልእ ትጽዕር።

Babies

ናይ ሕጻን ውላድኩም ርኽክብ ምርዳእ

ናይ ሕጻን ውላድኩም ርኽክብ ምርዳእ

ሓድሽ ሕጻን ናብ ቤት ምምጻእ ንወለድ ሕጻንን ንኽልቲኦም ዘሐጉስን ዘፍርሕን ክኸውን ይኽእል።

  • ወላዲነት

    • ብዓይኒ ህጻን
    • ወላዲ ምዃን
    • ኣበርክቶ ህጻን
    • ናይ ህጻውንቲ ድሕነት ምሕላው
    • ነንሓድሓዲኡ ህጻን ዝተፈለየ እዩ
    • ከምወላዲ መጠን ክፈልጥዎ ዝግባዕ
    • ከቢድ ተፅእኖ ምግባር
    • ምስ ወላዲ ንዝፍጠር ግርጭት/ባእሲ ምቁጽጻር
    • ኣብ ሰብኣይ ኣደ/ሰይተቦ ስድራቤት ኣተዓባብያ ቆልዓ
    • ምዕባይ ቆልዓ ክሊቲኦም ወለዲ ኣብ ዝሰርሑሉ
    • ኣተዓባብያ ቆልዑ ብ ኣቦሓጎ/እኖሓጎ
  • ተመኵሮታት

    • ነብሲወከፍ ህጻን ክብሪ ኣለዎ
    • ኣብዚ ቐረባ ግዘ ከምዝፈትወካ ነጊረካ’ዶ ኔረ
    • ብቃላትን ተግባርን ስጉምቲ ምውሳድ ክጎድእ ይኽእል
    • ናይ ህጻናት ፍርሒን ሻቕሎት
  • ዕብየት

    • እተን ቐዳሞት ዓመታት
    • ቆልዓ ምጽዋት ናይ ወለዲ ስራሕ እዩ
    • ንህጻውንቲ ምዕባለ ሓንጎል ጥቕሚ ናይ ወለዲ
    • ብዛዕባ ውላድኩም ስሚዒታዊ ምዕባለ ምርዳእ
    • ብዛዕባ ውላድኩም ማሕበራዊ ምዕባለ ምሕጋዝ
    • ብናትካ ሓሳብ ክትምራሕ ምትብባዕ
    • ናይ ሕጻን ውላድኩም ርኽክብ ምርዳእ
  • Responding

    • ባሕሪያት ህጻናት ምስትኽኻል
    • ህጻናት ስለምንታይ ጠባዮም የኽፍኡ?
    • ኣሕዋትን ኣሓትን
    • ፍልልይና ምቕያር
    • ህጻናት ንከይጭነቑ ምሕጋዝ
    • ንውላድኩም ‘ትኹረት ምሃብ/Tuning in’
  • Find Help

    • ነብሲወከፍ ወላዲ ደገፍን ሓበሬታን የድልዮ

The Australian Childhood Foundation is a not-for-profit organisation that works tirelessly to support children and families devastated by abuse, family violence and neglect.

Australian Childhood Foundation © 2013 All Rights Reserved. ABN 28 057 044 514