መልሲ ምሃብ

ነዙይ ዌብሳይቲ ንምጥቓም ቐሊል እዩ። በዚ ታሕቲ ካብቶም ዝተዘርዘሩ ናይ ሓልየት ወለዲ ዓርእስቲታት ውሽጢ ንዝሓጉሰኻ ምምራጽ ይኻኣል። ከምኡ’ውም በቲ ገጺ ጐድኒ ኣብዘሎ ህሳስ ቀይሕ ሕብሪ ሳጹን መጻወቲ ቍልፊ ብምጽቓጥ ነንሕድሕዲኡ ዓርእስቲ ምስማዕ ይኻኣል። ጠጠው ንምግባር እንተደሊኹም ‘ነዙይ ገጺ ጠጠው’ (‘Print this page’) ንዝብል ቁልፊ ምጽቓጥ።
ሓዱሽ ዓርእስቲታ በብግዚኡ ብጽሑፍ ስለነውጽእ እሞ ንኣኹም ዘሕጉስ’ውን ይኽእል። ንጋዜጣ ኣባልነት ክትምዝገቡ እንተደሊኹም፣ በጃኹም ናይ ኢሜል ኣድራሻኹም ኣእትዉ እሞ ኣን ነንሕዲኡ ጽሑፋት ገጺ ጐድኒ ንዘሎ ‘ምፍራም’ (‘Sign up’) ዝብል መሪጽኻ ምጽቓጥ። ዘሎ መረዳእታ ናባኹም ንልእኾ ኢና።