ከቢድ ተፅእኖ ምግባር

ብዙሕ ወለዲ ህጻውንቲ ኣብዘዕብይሉ ግዘ ብቕልጡፍ ናይ ዓላማዊ ለውጢ ዝገበሩ እንዳመሰሎም ብዙሕ ከምዝቓለሱ እዮም።

ኣብዚ እዋን ዓለም ንናይ ውላዶም ድሕንነት ክንደየናይ ከምዝሕልው ንብዙሕ ወለዲ ከምዘተሓሳስብ እዩ።

ብዙሕ ወለዲ ናይ ቁልዕነት ግዘ እንዳተወደኣ ምዃኑ ከምዘተሓሳስቦምን እሞ ኣብ እዋን እዚ ግዘ ንዘሎ ሕብረተሰብ ህጻውንቲ ብጣዕሚ ቕልጢፎም ዕብየት ከምዘለዎም እዩ።

ብዙሓት ወለዲ ብስራሕን ቆልዓ ብምዕባይ ስለዝኸኑ ስለዙይ ክማላእ ንዝግባኦ ጉዳያት ክፍጽሙ ይቓለሱ እዮም።

ንብዙሓት ወለዲ ምስ ውላዶም ንዝገብርዎ ነገራት ከቢድ ተፅ እኖ ከምዘሕድረሎም እዩ። ዋላ’ዃዕ ካል ኦት ስራሕቲ ምክያድ ጠቓሚ ኾይኑ እንተረኺቦምሞ የግዳስ ምስ ውላዶም ኾይኖም ዘሕልፍዎ ግዘ ንምርካብ ከምዝቓለሱ እዮም።

ንመብዛሕትኦም ንበይኖም ንዃኖም ስለዝስም ኦምን እሞ ካብ ስድራና ዓርርኹቲ ዝረኽብዎ ጠቓሚ ሓገዛት ከምተቛረጸ ይርድኡ እዮም።

ኣብ ሕጂ እቃን ወለዲ ዘጓንፎም ጸገማትን ሽግራት ጠቓሚ እንተኾይኑ ናይዚ ምክንያት በቲ ግዘ ዘሎ ሻቕሎት ከምዝሕል እዩ።

ንበይንቶም ኣይኾኑን። ብዙሕ ወለዲ ልክዕ ብናትኹም ኣተሓሳስባ መገዲ ከምዝጕዓዙ እዮም።

ወላዲ ብምዃን ሻቕሎት ዝተለመደ ኣካል እዩ። ውሑድ ዝኾነ ሻቕሎት ጥዑይ ክትኸውን ይገብር ምክንያቱ ንጉዳያት ከይዲ ክትጥምተሉ ስለዝሕግዝ እዩ። ብጣዕሚ ከቢድ ሻቕሎት እንተኾይኑ እሞ ነቱይ ስሚዒት ክጎድእ ይኽእል፣ ኣብ መወዳእታ ተስፋ ናይ ሙቁራጽ ስሚዒትን፣ ፍርሒን ናይ ምስልቻው ስሚዒት የምጽእ እዩ።

ዝኾነ ወላዲ ፍጹም ኣይኾነን። ኩልግዘ ውላድና ብዘቕርብዎ ምላሽ ብጽቡቕ መንገዲ ኣይንህብን ኢና። ጠቓሚ ነገር እንተሃለዎ ንሕና ክንጭነቕ እንከለና ብምፍላጥ በዙይ ጉዳይ ሓደ ዓይነት ስጉምቲ ክንወስድ ኣሎና።

ንርስኻ ሓለየት ብምግባር ንውላድኻ ምክንኻን

ንርስኻ ሓልየት ምግባር። ኩልግዘ ንዝኾነ ሰብ ቕድሚ ናትኻ ዘይምግባር።

ንባዕልኻ መዘናግዒ ዝኾኑ ነገራት ምሕሳብ። ሙዚቓ ምስማዕ፣ መጽሓፍ ምንባብና ናይ እግሪ ኵዕሶ ብምጽዋት ይኸውን። ዋላ ንኣሰርተ ደቒቕ ዝኸውን።

ናትኹም ሻቕሎትን ስሚዒት ብምንታይ ከምዝተፈጠረ ድሕሪ ምፍላጥ ነቲ ጸገም መፍትሒ ክኸውን ዝኽእል ቕልል ዝበለ መንገዲ ምድላው እዩ።

ንምድራጃው ምፍታን። ንውላድኹምን ን ዓኹም ዝኸውን መደበኛ ናይ ኣሰራርሓ ምንቅስቓስ ብምፍጣርን በዚ ኣሰራርሓ ምጥማት።

ንስድራኹምን ንዓኹም ሓቓዊ ብዝኾነ ጉዳይ ምጥማቱ ጠቓሚ ክኸውን እንከሎ እሞ ቕድሚያ ንዝውሃቦ ጉዳይ በቐደምትነት ንምግባር ምፍታን እዩ።

ንስኻ ፍጹም ከምዘይኾንካ ብባዕልኹም ፍቓድ ምሃብ እዩ።

ናትኹም ተስፋ ምቑራጽን ሻቕሎት ስሚዒት ናብ ውላድኩም ክሓልፍ ዘይምግባር እዩ። ብወለዲ ጽቡቕ ኣመላኻክታ ብዝኾነ መንገዲ ህጻውንቲ ተከታትቲሉ ዝባሓለሉ ግዘ ብኹልና ሓሳብ ከምዘሎ እዩ። ናትኹም ጌጋታት ንምዃኑ ንህጻውንቲ ይቐርታ ምሕታት ዝተለመደን እሞ እቲ ጌጋ ኣበይ ከምዝነበረ ነቶም ህጻውንቲ ክኣምኑሉ ምግባር እዩ።

ንስድራኹምን ንዓኹም ዝኸውን ፍልይ ዝበለ ግዘ መደብ ንምሓዝ ምፍታን እዩ።

ችዛዕባ ዘተሓሳስበኩምን ንዘጭንቐኩም ጉዳይ ምስ ሰብዓይ ሰበይቲ ስድራቤት ወይኻዓ ዓርኹቲ ምዝርራብ እዩ። ንበይንኻ ኾይንካ ካብ ምሕሳብ ንዘለካ ጸገም ክትዛርብ እንከሎ ዝሓሸ ይኸውን።