ነብሲወከፍ ህጻን ክብሪ ኣለዎ

በዙይ ንእሽተይ መጽሓፍ ኣቢሉ ብዛዕባ ውሉዱን ወላዲን ኣገዳሲ ነጥብታት ዝሓዘት እያ። ብቐዳምነት ብዛዕባ ህጻውንቲን፣ ተራ ወላዲን ከምኡ’ውን ውላድኻ እንታይ ዓይነት ተሞኩሮ ሒዞም ክዓብዩ በቲ ትደልዮ መንገዲታት ንኽትሓስበሉ ዕድል ይህበካ።

እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ገለ ካብዘን ዝስዕባ ሕቶታት ንኽትምልስ ትሕግዘኻ እያ፡

  • ህጻን ምዃን እንታይ እዩ ትርጉሙ?
  • ካብ ውላድና ንጽበዮ እንታይ እዩ? እዚ ትክኽለኛ ድዩ?
  • ተሞክሮታት ህጻንነት ብዛዕባ መንታይ ክኸውን ንደሊ?
  • ህጻውንቲ ካብ ሕይወቶም ምስ ዓበይቲ ዝህልዎም ዝምድናታት ብኸመይ ኣገባብ ክኸውን ንደሊ?
  • ምሳይ ዘለዎም ዝምድናታትከ ብኸመይ ኣገባብ ክኸውን ንደሊ?
  • ኣብ ሕይወትና ኾነ ኣብ ማሕበረሰብና፣ ብዛዕባ ብቐጻልነት ዝሰርሕዎ እንታይ መልእኽቲ ንህብ ኣለና?

ኣስተውዕሉ፡ ከም ብጹሓት ጐርዞ መጠን፣ ማሕበረሰብና ብመንጽር ጠባያትናን ተጻዋርነትናን፣ ከም ዝቕረጽ ንዘክር። ተመኩሮታት ህጻውንቲ ኣብ ዝምድናታቶምን ወግዕታቶምን፣ ጠባያቶምን፣ እምነቶምን ጽልዋታት ኣለዎ። እቲ ንህጻውንቲ ንህቦም ተመኩሮታት’እውን ንዘልዓለም ምስኦም እዩ ዝጸንሕ።

Listen
Update Required To play the media you will need to either update your browser to a recent version, enable javascript or update your Flash plugin.