ምስ ወላዲ ንዝፍጠር ግርጭት/ባእሲ ምቁጽጻር

ኣብዚ እዋን’ዚ ብስድራቤታት ዝበጽሕ ብዙሕ ዘጭንቑ ነገራት ከምዘለውን እሞ ብወለዲ ንዝግበሩ ዝምድና ረኽቢታት ዓቢ ጸገምን ወጥሪ ክፈጥር ይኽእል። ሓደሓደ ግዘ ብወላዲነት ዝግበር ናይ ስራሕ ተግባር ኣሞንጎ ወለዲ ግርጭትን ባእሲ ክፈጥር ይኽእል። ብሰንኪ ሓድሓደ ዘይምርድዳእ ብዘሎ ዝምድና ቅቡል ዘይኾነን ዘይጥዑይ ኩነታ ይፈጥር እዩ። ነዙይ ምግርጫው ባእሲ ብኸመይ ክትሓዝ ከምዘለዎ ምፍላጥ ኣገዳሲ ጉዳይ እዩ። ንዘይምስምማዕ ምውጋድ ማለት ነቲ ምግርጫው ባእሲ ቀንዲ ምክንያት ንዝኾኑ ነገራት ምርሓቕን ብዝሓሽ መንገዲ መፍትሒ ንምርካብ ጻዕሪ ምግባር ይኸውን።

ወለዲ በብማዓልቲ ንዝፍጠሩ ምትንካፍ ባእሲ ኣታሓሕዛ ሜላ ንወለዶም ብጣዕሚ ጠቓሚ ዝኾነ ውጽዒት ይነብሮ እዩ። ወለዲ ንውላዶም ዘርእይዎ ባሕሪ እሞ ምስናይ ህጻውንቲ ኣተሓሳስባን ድሕንነት ብጣዕሚ ዝተትሓሕዘ ይኸውን።

ወለዲ ተሓባቢሮም ብከመይ ክምዝሰርሑ ከርእዩ እንከሎ ካብዚ ህጻውንቲ ይማሃሩ

ወለዲ ደሓን ክኾኑን ዘለዎም ዝምድና ጽቡቕ እንተኾይኑ እሞ ንናይ ህጻውንቲ ግንዛበን ምስ ካልኦት ልነብሮም ንዝኽእል ረኽቢታት ይሕግዝ እዩ። ወለዲ በብማዓልቱ ግርጭት ክፍጠር እንከሎ ንዘለዎም ኣፈላልያ ጽቡቕ ብዝኾነ መንገዲ መፍትሒ ክረኽቡ ምግባር ካብዚ ብምብጋስ ህጻውንቲ ጸገም ከጓንፎም እንከሎ ብኸመይ ጌሮም ክጻወሩን ክቕበልዎ ከምዘለዎም ክማሃሩ ይኽእሉ። የግዳስ ኣሞንጎ ወለዲ መፍትሒ ብዘይርኸበሉን ተደጋጋሚ ዝኾነ ምግርጫው ሰንኪ ህጻውንቲ’ውን ብጣዕሚ ይሽገሩ እዮም።

ህጻውንቲ ኣንጻራዊ ዝኾነን ጸገም ከምጽእ ዝኽእል ባእሲ ምርኣይ ወይኻዓ ምስማእ የብሎምን። ህጻውንቲ ኣብ ገዛ ውሽጢ ስሚዒት ብዝትንክፍ ኩነታ ብጣዕሚ ቁጡዕ ከምዝኾኑን ብቐሊሉ ሻቕሎት የሕደረሎም እዩ።

ሓደሓደ ህጻውንቲ ባእሲ ክፍጠር እንከሎ ካብ ካልኦት ብዝሓሸ ኩነታ ይጻወሩዎ እዮም። እዚ’ውን ንቆልዓ ክውሃብ ዝኽኣል ሓገዛት፤ ንኣብነት፡ ካብ ኣቦ/ኣዶ ሓጐታት ጠቓሚ ዝኾነ ረኽቢታት ምንባር ዝተትሓሕዘ ይኸውን።

ባእሲ ንህጻውንቲ ዘጭንቅን ክጎድእ ይኽእል። ኣሞንጎ ወለዲ ዝፍጠሩ ባእሲታት ዝተፈላለየ ባሕሪን ናይ ማሕበራዊ ምዕባለ ጸገማት በቲ ውላድ ህጻን ጸገም ከምጽእ ይኽእል። ህጻውንቲ ክሻቐሉ፣ ክጉድኡ፣ ክቁጡዑ፣ ክበሳጨው ወይኻዓ ኣይእዘዝን እምቢ ባህላይ ይኸውን። ናይ ድቓስ ምስዓን፣ ጽን ኢልካ ዘይምጥማትን ንልማሃር ጸገምን ከምኡ’ውን ኣሞንጎ ኣሕዋት ብዝነበር ዝምድና ርኽቢ ጸገም ክፍጠር ይኽእል።

ባእሲ ምውጋድ

ቕድሚ ህጻውንቲ ዘይምብኣስ።

ህጻውንቲ ሞንጎናዊነት ከይነብሮም ምግባር።

ንባእልቲገዛኻ/ሰባዓይካ ብዝበልካዮ መንገዲ ክሰማሙዑ ንውላድካ ከም “መንገዲ” መሳርሒ ጌርካ ዘይምጥቓም።

ባእሲ ክፍጠር እንከሎ ህዱእ ብዝበለ ስሚዒት ብኸመይ ነቲ ኣፈላላይ መፍትሒ ምርካብ ከምዝኻኣል ምይይጥ ብምግባር ጽቡቕ ምሳለ ኣርኣያ ምዃን።

ነቱይ ብስጭት መላኣሊ ነቶም ህጻውንቲ ትወቕስ እንተኾይንካ እሞ ብዘይምኩናን ግልጺ ምግባር እዩ።

ነቶም ህጻውንቲ ከምትፈትዎም ደጋጊምካ ምርግጋጽን ነቲ እሞ ጸገም መፍትሒ እንዳተደለየ ንምዃኑ ክፈልጥዎ ምግባር።

ንውላድካ ጽን ኢልካ ንምስማዕ ግዘ ምሃብን ብዛዕባ እቲ ባእሲ ውላድኩም ንዘለዎ ስሚዒኢትን ሻቕሎት ክኣምነሉ ምግባር እዩ።

ኣሞንጎ ሰብ ዓይን ሰበይቲ ንዘሎ ናይ ሓሳብ ኣፈላለያ ምፍጣር - ኩልግዘ ዘይምስምማዕ ትኽእሉ።

ዋላ’ዃዕ በቲ ዘሎ ኩነታ ሓደ ኣይትኹኑ እምበር ከም ወላዲ መጠን ንምትሕብባር ፍቓደኛ ምዃን ይግባእ።

ናይቲ ባእሲ ደረጃ ኣሞንጎ ውላድኩምን ሓዳርኩም ተጻራሪ ጸገም ዘምጽእ እንተኾይኑ ናይ ሰበሞያ ምኽሪ ሓገዝ የድልየኹም እዩ።